Badime: Awarded to EritreaEritrean Liberation Flag   
Forum Contact Webmaster 
Problem reading Tigrinya?  Install these fonts: GeezUnicode | GeezMahtemUnicode | GeezTypenet
ShabaitEPDPEPDFENSFEDPELFFarajetIslamic IslahAdulis-ArabicRubAnsabaCDRIEEDAAlenalki
 ELF Reunion FBArkokobayGeregerSudanSomalia
AljazeeraEthiopiaYemen DjiboutiKenyaVOASudan News Agency    
Adoulis | Alenalki | Alnahda |Asena | Asmarino | Awna Capitaleritrea | Dehai |Dekebat | Gereger | Hidri | Jeberti | Madote |
 Meadna |Tesfanews Togoruba| Zemen |
 Radio Erena Live  EYSC Facebook  Ethsat.com | RadioAserna | QieNit  KNON
 Radio Dallas  Voice of America -Tigrinya  Voice of Eritrea -DC Voice of Eritrea-Halifax   People's Voice of Eritrea  meskerem
video archives   meskerem youtubes

 

 

Quebec City Marathon winner replicates Olympic medallist’s political protest

Ebisa Ejigu of Ethiopia performed a sign of protest against his home country's government as he won the Quebec City Marathon on Sunday.
Read More


ምምዕርራይ ደሞዝ ጀሚሩ
Eritrea starts to pay higher salaries. Only  Ministry of Defense and Ministry of Information have not started to pay high salaries.
ናብ፣ – ኩሎም ሚኒስትረታት፣ ኣካላት ህግደፍ፣ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ፣ኮሚሽናት፣ ህዝባዊ ማሕበራትን ኮርፖረሽናትን።

መምርሒ ኣከፋፍላ ሓድሽ ስርዓት ደሞዝ ቁ.1


Eritrea starts to pay higher salaries 2

ክልተ መንእሰያት ኤርትራ ጸረ-ጣንጡ መድሃኒት ሚሂዞም፡
(መንእሰያት "ተቓውሞ" ፓልቶክ ከኣ ሓዲሽ ጸርፊ ምሂዞም።)

መንእሰያት መንግስታኣብ ተስፋልደትን ኣቤል ፍቓዱን ኣካፍል Print ርእይቶታት ንምርኣይ ኣብ ኤርትራ፡ ክልተ ተማሃሮ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት፡ ጸረ-ጣንጡ መድሃኒት ብምስራሕ ተሸለምቲ ኾይኖም ። ንሳቶም፡ “ ዕላማና ዓሶ ኣብ ሃገርና ታሪኽ ኾይኑ ንክሓልፍ`ዩ” ይብሉ። እቲ ካብ ቆጽሊ ከምዝስራሕ ዝተገልጸ መድሃኒት፡ ብተግባር ተፈቲኑ ውጽኢታዊ ከምዝኾነ ካብ`ቶም መንእሰያት ሓደ መንግስተኣብ ተስፋልደት ይገልጽ። መንእሰያት መንግትኣብ ተስፋልደትን ኣቤል ፍቓዱን ካብ ኮሌጅ ስነፍልጠት ጥዕና ኣስመራ ብዓውዲ ፋርማሲ ብ ዲግሪ ተመሪቖም ኣብቲ ኮሌጅ (GA) ኮይኖም ይሰርሑ ኣለው። እዞም ክልተ ፋርማሲስት መንእሰያት ንዓመትን ክልተ ወርሕን ዝስወሰደ መጽናዕቲ ድሕሪ ምግባር ንሕማም ዓሶ ከመሓላልፍ ዝኽእላ ጣንጡ ኣብ ደረጃ ላርቫ (larva stage) እንከለው ዝቐትልን ነተን እኹላት ጣንጡ ከኣ ዘህድምን ጸረ ጣንጡ መድሃኒት ካብ ቆጽሊ ናይ ሓንቲ ገረብ ዝርከብ ፍሉይ ባእታ ኣነጺሮም ብምውጻእ ኣብ ሃገራዊ ላባራቶሪ (entomology LAB) ብተደጋጋሚ ፈተነ ድሕሪ ምክያድ ውጺኢቱ ብሉጽ ኮይኑ ተረኺቡ። በዚ ስርሖም ከኣ ብድረጃ ሃገር ዝውሃብ ፍሉይ ሽልማት (SOYRA Award) ክረኽቡ ኪኢሎም እዮም። ኣብ ቀጻሊ ክኣ ብ ኣደስ ጣንጡ ዝፍለጡን ንሕማማት ዚካ ቫይረስን ደንክ ፊቨርን ዘማሓላልፍ ጣንጡ ዝቐትል ጸረ ጣንጡ መድሃኒት ንምስራሕ ኣብ መስርሕ ከምዘለው ሓገዝን ምወላን እንተ ረኽቦም ውን ብሉጽ ስራሕ ንምስራሕ ድልዋት ከምዘለው ብርእሰ ተኣማንነት ይገልጹ፡ መንእሰያት መንግስታኣብ ተስፋልደትን ኣቤል ፍቓዱን።  

Opposition skinheads burn flag, HGDF strengthens relation with EU. 

EU delegation plants olive trees in Embadorho, Eritrea

It has been a great rainy season this year in Eritrea. On 23 August 2016, the Delegation of the European Union to Eritrea, in conjunction with the Eritrean Ministry of Agriculture, Ministry of Land, Water and Environment and the European Union Member States Embassies accredited to Eritrea, planted 100 olive trees in Embadorho (about 11km outside of Asmara).

The European Union has been supporting the people and government of Eritrea through the 10th EDF programme and other thematic programmes to enhance the agricultural sector and food security in Eritrea and other development thematic instruments . The natural resources management is one of the practical initiatives which intervened in production and plantation over 4 million seedlings in all regions of Eritrea. Environment mitigation programmes are key and basis for sustainable development to improve the livelihood of the people especially in the rural areas. ..

Read More

ናብ ሻዕብያ ቅርበት ኣለዎ ዝበሃል ፈይስ-ቡከ።

 
 

 

 

 
 
 

ERI TV LIVE

LIVE France24
for news about the missing Egypt Air

 

VOA Tigrinya Facebook

Eritrean Tweets


ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ፡ አቦ ወንበር ድሕነት፡ ብወያኔ ተኣሲሩ ቀንዩ።
Image result for ዑቕባዝጊ ድቡስmeskerem 08/29/2016
ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ፡ አቦ ወንበር ድሕነት፡ ናብ ትግራይ ንሰራዊተይ ዝብሎ ኣኸባ ክገበር ከም ዝኸደ ክውረ ቀንዩ።
ናብቲ ሰራዊቱ ኣለዎ ዝበሃል ካብ ዓዲ ግራት 15 ኪሎ መተር ንውሽጢ ኢትዮጵያ ዘሎ ቦታ አንዳኸደ ሓይልታት ወያኔ ሰሜናዊ እዚ ሒዞም ብዘይ ፍቃድና ንምንታይ መጺእኻ ኢሎም ሐሙሽተ መዓልቲ አብ ቤት ጽሕፈቶም አሲሮሞ ቀንዮም። ብድሕሪ ዚ ንሰራዊቱ ከይራአየ ንአዲስ አበባ ተመሊሱ። ሕጂ ሐሚሙ ይብጻሕ አሎ። ካብ ትግራይ ሐሚሙ ከም ዝመጸ እዮም እቶም በጻሕቲ ዝፈልጡ እምበር፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ወያኔ ተጎኒፉ ከም ዝኽእል ዝፈልጡ ኣይመስሉን። እቲ ጠንቁ ግን ውሑዳት ዝፈልጥዎ ምስጢር ኮይኑ ከም ዘሎ እዮም እቶም ሐሹኽ ዝብሉ ርጡባት ምንጭታት ዝሕበሩ....

መደብ ብጋህዲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ. 4
ኵነታት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ካብ ጸብጻብ መሳርሕትና
ኣወሃሃድን ኣቕራብን (ቀለታ ኪዳነ)

ቅድሚ ሓያሎይ ዓመታት ንሓደ ዓቕሚ ዘለዎ ምሁር ኤረትራዊ እዚ ኵሉ መሰናኽል ኣብ ሃገርና ከጋጥም እናርኣየ ስለምንታይ ኣብ ጕዳይ ፖለቲካ ሃገርና ከም ዘይነጥፍ ኣብ ዘዘራረብናሉ ጊዜ ከምዚ ክብል መግለጺ ሂቡ ከም ዝነበረ እዝከረኒ። ኣብ ኤርትራውያን ዝካየድ ፖለቲካ ኣብ ዓለም ዘየሎ ፍሉይ ኢዩ። ንመንግስቲ ዝድግፍ ሓቂ እንተተዛረብካ ብተቓወምቲ ትጽረፍ ትድፈር ስምካ የጸልሙ። ንመንግስቲ ዝነቅፍ ርእይቶ እንተቕረብካ ከኣ ወያነ ትግራዋይ ኣምሓራይ ናይ ጸላኢ መሳርሒ ከዳዕ ትጽዋዕ። ኤርትራውያን ረርእይቶና ወኒንና ተጸዋዊርና ክንመያየጥን ተኸኣኢልናን ተኸባቢርናን ጸገምና ኣለሊና መፍትሒ ክንረኽበሉን ዝተዓደልና ሰባት ኣይኮናን። ስለዚ ኣብ ጕዳይ ፖለቲካ ክንነጥፍ እንተዀይኑ ኣቐዲምና  እቲ ፍልይ ዝበለ ጠባይናን ስእነት ዓቕልናን  ዘይምክብባርናን ካብ ምንታይ ከም ዝነቅል ኣጽኒዕና መፍትሒ ክንረኽበሉ ኣሎና። ብሓጺሩ ኵነታትና ኣቐዲምካ ብምጽናዕ ክንፍወስ ኣሎና ። ካብኡ ዝተረፈ ግን ትኣኪብና ብዝያዳ ክንብኣስን ክንጸራረፍን

Read More

ራብዓይ ክፋል
ገንዘባዊ ፖሊሲ፣ ባንካዊ ኣገልግሎትን ጸገማቶምን ኣብ ኤርትራ
ተወልደብርሃን ገብረ

ምስግጋር ካብ ዘይንቡር ናብ ንቡር ስርዓተ-ግብሪ ኣብ ኤርትራ

bankingኣብ ሳልሳይ ክፋል ጽሑፈይ ነቲ መንግስቲ ብሒትዎ ዘሎ ንግዳዊ ባንኪ ናብ ናይ ዉልቀ-ዋንነት ከሰጋግሮ በቲ ሓደ በቲ ካልእ ካኣ ነቲ ናይ መንግስቲ ትሑት ምንጪ እቶት (revenue) ስክፍታ ዝኣሊ ካልእ መንገዲ ከምዘሎ ጠቒሰ ነይረ። መንግስቲ ብግብርን ካልእን ክእክቦ ዘይከኣለ ገንዘብ ንባንክታት ብምብሓት ጥራሕ ኢዩ ክንቀሳቐስ ጸኒሑን ዘሎን። እዚ ኣገባብ እዚ ቀጻልነት የብሉን ጥራሕ ዘይኮነ ንቑጠባዊ ዕቤት እዛ ሃገር ረሚሱ ህዝባ ንድኽነት ኣቃሊዑዎ ይርከብ። ንግዳዊ ባንኪ ኤርትራ ይኹን ባንኪ ኣባይቲ ኤርትራ ንተለቃሕቲ ዝህበኦ ኣገልግሎት ኣዚዩ ትሑትን ድሩትን ኢዩ። ምኽንያቱ ካብ 70-80% ዉህላለ (savings) ንግዳዊ ባንክታት ኤርትራ መንግስቲ ስለ ዝልቅሖ ንዉልቃውያን ኣውፈርቲ ዝኸውን ዉህላለ የለን። ስለዚ ውልቃዊ ወፍሪ ክተባባዕ ኣይነበሮን ማለት ኢዩ። ምስ ጊዜ ምንዋሕ እዚ ሕጂ ዘሎ ኣታሕዛ ኣገልግሎት ንግዳዊ ባንክታት ኣብ ኣባይታ ሙማት ውልቀ-ዋኒን ኣስዒቡ ሃገርን ህዝብን ንክድነሱ ገይሩ ኣሎ። ንቡር ናይ ወፍርን ስራሕን ባይታ ኣብ ዘይብሉ ሃገር መንግስቲ ብዘይካ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁጽጻር ፊናንሳዊ ትካላት ካልእ ምርጫ የብሉን ወይ ኣይነበሮን። ሓደ ቁጠባ ሃገር ንሰለስተ ጽላታት (sectors) ማለት ኢንዱስትሪ፣ ኣገልግሎታትን ህንጻን ብግቡእ ከስርሕ ኣለዎ። እዚ ሰለስተ ጽላታት ብግቡእ እንተ ዘይዓብዩን ሰሪሑን ብዛዕባ ቁጠባ ሃገር ምዝራብ ኣይካኣልን ኢዩ። እዚ እንተ ዘይኮይኑ ግብሪ (tax) ዝባሃል የለን ማለት ኢዩ። ንምብራህ ዝኣክል እቶም ዓይነታት ግብሪ ንመልከት እሞ ብሕልናና ናብ ኤርትራ ገጽና ብምዛር መንግስቲ ኤርትራ ግብሪ ክእክበሉ ዝኽእል ባይታ (tax base) ከምዘይብሉ ነስተብህል።   Read More

ስርዓት ወያነ ኣበይ ገጹ ክኸይድ’ዩ  ንኢትዮጵያኸ ብሰላም ይገድፋዶ?
 
       ቀለታ ኪዳነ

ገለ ገለ ሰባት ብዛዕባ ወያነ ክትዛረብ ወይ ክትጽሕፍ ከሎኻ ናይ ሃገርካን መንግስትኻን ዘይትገብር ናቶም እንታይ ገደሰካ ይብሉኻ ኢዮም። ዝዀነት ሃገር ብዘይካ ናይ ሃገራ ናይ ጐረቤታን ናይ ዓለምን ዘይትገብር እንተትኸውን ነራ ግን እዚ ኵሉ ሎሚ ኣብ ዓለም ዘሎ ሕንፍሽፍሽ ኣይምተራእየን። ብፍላይ  ስርዓት ወያነ ናይ ጕዳይ ሃገሮም ጥራሕ ይገብሩ እንተዝነብሩ ከኣ ጕዳይ ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ሎሚ ዘለዎ ኣይምሃለወን ። እቲ ክርሳዕ ዘይብሉ እምበኣር  ስርዓት ወያነ ዝበዝሕ ጊዜኦም ኣብ ዓለም ንጕዳይ ኤርትራ ንምብልሻውን ንምጽላምን ንህዝቢ ኤርትራ ንምብታንን ንመንግስቲ ኤርትራ ንምሕንኳልን ንምውዳቕን ዘሕልፉዎ ምዃኖም ኢዩ። እዚ ከኣ ሎሚ ዝጀመሩዎ ዘይኮነ ብኔው ይምሓሮ  እቲ  ወዲ ጓልና ዝሓንጸጾ  መደብ ኢዩ።

እቲ ኣዝዩ ዘስደምም ጕዳይ ከኣ መለስ ዜናዊ  ኮነ  ስብሓት ነጋ ኣብ ዝተፈላለየ ቃለ መሕትቶም ሓቅነት ዘይብሉ  ንሃገረ  ኤርትራን ህዝባን ካብ መንግስቲ ኤርትራ ንላዕሊ ከም ዝሓልዩሉን  ዝግደሱሉን ብዙሕ እዋን ክገልጹ ምስምዖም ኢዩ።   ብኣንጻሩ ግን ህዝባዊ ግምባር  ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ቅሱንን ሰላማውን ጐረቤት ንኽህልወና ንሓድነት ኢትዮጵያ ካብ ወያነ ንላዕሊ ከም ዝሰርሓሉን ዝደኸመሉን  ሂወት ብዙሓት ኤርትራውያን ከም ዝኸፈለሉን ንሕና  ጥራሕ ዘይኮና ባዕላቶም እቶም ንትግራይና ናጻ ካብ ኣውጻእና ናይ ካልኦት ህዝቢ ኢትዮጵያ እንታይ ገደሰና ባዕሎም ዘይቃለሱ ብማለት  ንኢትዮጵያ ንምቅላስ ዝተቓወሙን ንዝተረፈ መሬት ኢትዮጵያ ካብ ደርጊ ናጻ ንምውጻእ  ዝሓንገዱን ትግራዎት ተጋደልቲ ዝምስክሩዎ ሓቂ ኢዩ።  Read More

 

ሳልሳይ ክፋል
ገንዘባዊ ፖሊሲ፣ ባንካዊ ኣገልግሎትን ጸገማቶምን ኣብ ኤርትራ
ተወልደብርሃን ገብረ
ብሕተት ባንካዊ ኣገልግሎታት ብመንግስትን ግንባርን ሳዕቤኑን

bankingAug 21 2016   ንሎሚ ብተረኽቦ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ክጅምር። ሓደ ዓርከይ ደምበ ቀይርካ ዲኻ? ክብል ድንገተኛ ሕቶ ሓቲቱኒ ይብለኩም። ዋላኳ ክብሎ ዝደለየ እንተ ዘይተሰወረኒ ቅድሚ ምምላሰይ ምሕሳብ ከም ዘድልየኒ ብምግንዛብ እንታይ ማለትካ ኢኻ? ክብል ሓተትኩዎ። እንታይ ማለት ኢዩ እንታይ ማለትካ ኢኻ? ክብል መሊሱ ሓተተኒ። ስለ ዘናቐጸኒ ከኣ ኣባሃህላኻ ኣይተረዳኣንን በልክዎ። ህግደፍ ክጠፍእ ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ ክብል ንዓቐብ ዝኣፋ መልሲ ሂቡኒ። ስለምንታይን ብመንን ክብል ሓተትኩዎ። ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ ሃሰስ ኢሉ መልሲ ክረክብ ኣይተጸገመን። ብመን ንትብል ግን መልሲ ኣይረኸበላን። ከም ናይ መጀመርያ ሕትኡ ግን ደጋፊ መንግስቲ ኤርትራ ኮይንካ ኣለኻ ማለቱ ኢዩ። ምኽንያቱ ደምበ ምቕያር ማለት ብኣባሃህልኡ ካብ ጹሑፋተይ ዝተረደኦ ከም ግምተይ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝድግፍ ኮይኑ ኢዩ ረኺቡዎ። ብኸምኡ ምርድኡ ናይ ኣምባባይ መሰል ኢዩ። ብኣንጻሩ ንዝርዳእ ካልእ ኣምባባይ ክህሉውን ዝጽበዮ ነገር ኢዩ። ብወገነይ ተቓዋማይ ንምኳን ክጸርፍን ክዝልፍን ዘለኒ ኮይኑ ኣይስማዓንን። ከምኡ ዓይነት ምኳን ተቓዋማይ ዘብል እንተኾይኑ ግን ንሃገርና ይኹን ንህዝብና ዘርብሕ ነገር የብልናን ማለት ኢዩ። 
 [Read More…]
pdf

...Woyane has chocked internet and telephone

BREAKING: Ethiopian regime puts its air force on high alert

 By Engidu Woldie

ESAT News (August 21, 2016)

The Ethiopian regime puts its airforce base in Debre Zeit and Mekele on high alert ahead of the planned protest rally in the capital Addis Ababa on Sunday morning, according to ESAT’s intelligence sources.

Reliable intelligence sources told ESAT that the regime has put the airforce transportation wing in Debre Zeit and Mekele on high alert. The sources said regime officials have prepared an escape route if the planned protest in Addis threatens the survival the regime and the safety of its high ranking officials. Read More

Surafel Zewidie, a former airborne commander speaking to ESAT said it was clear that the high ranking officials of the regime have prepared an escape route to Mekele if the protest in Addis would force them out of their office in the capital Addis Ababa.

Surafe said the Tigrayan intelligence and security have already isolated non-Tigrayans and have ceased any communication with non-Tigrayan members of the intelligence. This, he said, was a clear sign that the high ranking officials of the TPLF have planned to escape to Tigray if things get worse in Addis Ababa, leaving behind their army and the non-Tigrayan security staff.

Surafel believed regime officials have come to the realization that they could not kill their way out in Addis Ababa like they did in the rest of Ethiopia when Addis residents come out in protest starting Sunday.

Residents of Addis Ababa are expected to take to the streets on Sunday but information as to what’s happening in the capital was difficult to obtain as the internet and telephone has been chocked as has been the case in previous anti-regime protests.

 

ኢንሰተ ሕላባ?
(ሑሴን መሓመድ ዓሊ)

ኣብ ጉባኤ ኣል ናህዳ ወያኔ ተረሲዖም። ኣይተዘከሩ ኣይተመስገኑ..!!
ብጀካ ብጂሃድ።


ሰልፊ
ናህዳ ኤርትራ  14 ነሐሰ 2016 አብ አዲስ አበባ ጉባኤአ  እያ ጀሚራ።

አብቲ ጉባኤ ናህዳ፡ እቶም ጀሃድ ጥራይ እዮም ንኢትዮጰያ አመስጊኖም። 12 ውድባት መግለጺ ሂበን። ንኢትዮጰያ ዝዘከረት ኣይነበረትን። እወ። በጀካ  እቲ ብመሐመድ ጣህር አቡ ሸገር ዝምራሕ አኽራሪ ጀሃድ  ሐረካተል አልስላሕ (ጃሃድ)።

አብቲ መኽፈቲ ጉባኤ እንዳ ዑቕባዝጊ ኩናማን ዓፋርን ብዓቢኡ ከአ መራሕቲ ባይቶ ኮነ አሰናዳእቲ ጉባኤ አይነበሩን።   Read More